ግህሰት ዝፍጸመሉ ማእከል መናበዪ ኣረጋውያን

መግለጺ ቪድዮ, ግህሰት ዝፍጸመሉ ማእከል መናበዪ ኣረጋውያን
ግህሰት ዝፍጸመሉ ማእከል መናበዪ ኣረጋውያን

ኣብ ኬንያ ሓደ ማእከል መናበዪ ኣረጋውያን፡ ብዕድመ ዝደፍኡ ሽማግለታት በቶም ክሕግዝዎም ዝተመደቡ ሰባት ከምዝከላበቱ ቢቢሲ ኣፍሪቃ-ኣይ ዘቃልዖ ጸብጻብ የመልክት።