ካብ ስሓቕ ዝርከብ ጥዕናዊ ረብሓታት

ካብ ስሓቕ ዝርከብ ጥዕናዊ ረብሓታት

ምስሓቕ ብዙሕ ጥዕናዊ ረብሓታት ከምዘለዎ ሓካይም ብተደጋጋሚ ይገልጹ'ዮም። ጭንቀት ካብ ምጉዳል ጀሚርካ ክሳዕ ሕማማት መከላኸሊ ዋህዮታት ክሕይሉ ኣብ ምግባር ልዑል ኣበርክቶ ከምዘለዎ ይሕብሩ።