ካብ ስሓቕ ዝርከብ ጥዕናዊ ረብሓታት

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ስሓቕ ዝርከቡ ጥዕናዊ ረብሓታት እንታይ'ዮም?
ካብ ስሓቕ ዝርከብ ጥዕናዊ ረብሓታት

ምስሓቕ ብዙሕ ጥዕናዊ ረብሓታት ከምዘለዎ ሓካይም ብተደጋጋሚ ይገልጹ'ዮም። ጭንቀት ካብ ምጉዳል ጀሚርካ ክሳዕ ሕማማት መከላኸሊ ዋህዮታት ክሕይሉ ኣብ ምግባር ልዑል ኣበርክቶ ከምዘለዎ ይሕብሩ።