ርሱን ምጕት ትራምፕን ዘለንስኪን

ርሱን ምጕት ትራምፕን ዘለንስኪን

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ዓርቢ ኣብ 'ኦቫል ኦፊስ' ኣብ ዘካየዶ ርክብ፡ ንፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ፡ "ኣኽብሮት ኣልቦ" ክብል ነቒፉዎ።