ርሱን ምጕት ትራምፕን ዘለንስኪን

መግለጺ ቪድዮ, ትራምፕን ዘለንስኪን ዘፋጠጠ ጉዳይ እንታይ'ዩ?
ርሱን ምጕት ትራምፕን ዘለንስኪን

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ዓርቢ ኣብ 'ኦቫል ኦፊስ' ኣብ ዘካየዶ ርክብ፡ ንፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ፡ "ኣኽብሮት ኣልቦ" ክብል ነቒፉዎ።