እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዙር ርዋንዳ 2024 ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተዛዚሙ
ዙር ርዋንዳ 2024 ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተዛዚሙ
ትማሊ ኣብ ዝተዛዘመ ዙር ርዋንዳ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ንውድድራ ብ52 ሰዓት 32 ደቂቕን 32 ካልኢትን ብምዝዛም ካብ 19 ጋንታታት ቀዳመይቲ ኰይና።