ዙር ርዋንዳ 2024 ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተዛዚሙ

መግለጺ ቪድዮ, ዙር ርዋንዳ 2024 ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተዛዚሙ
ዙር ርዋንዳ 2024 ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተዛዚሙ

ትማሊ ኣብ ዝተዛዘመ ዙር ርዋንዳ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ንውድድራ ብ52 ሰዓት 32 ደቂቕን 32 ካልኢትን ብምዝዛም ካብ 19 ጋንታታት ቀዳመይቲ ኰይና።