ኣብ ጉድጓድ ኣትዩ ካብ ሞት ዝደሓነ ብዕራይ

ኣብ ጉድጓድ ኣትዩ ካብ ሞት ዝደሓነ ብዕራይ

ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ብሪጣንያ ሓረስቶት ንኣብ ጉድጓድ ዝኣተወ ብዕራይ ኣውጺኦም ናብ መጓሰኡ ጸንቢሮምዎ።