ኣብ ጉድጓድ ኣትዩ ካብ ሞት ዝደሓነ ብዕራይ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ጉድጓድ ኣትዩ ካብ ሞት ዝደሓነ ብዕራይ
ኣብ ጉድጓድ ኣትዩ ካብ ሞት ዝደሓነ ብዕራይ

ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ብሪጣንያ ሓረስቶት ንኣብ ጉድጓድ ዝኣተወ ብዕራይ ኣውጺኦም ናብ መጓሰኡ ጸንቢሮምዎ።