ኣስከሬን ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ካብ ባልሞራል ተሰናቢቱ

ኣስከሬን ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ካብ ባልሞራል ተሰናቢቱ

ኣስከሬን ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ናብ ኤደንቦራ እንዳተጉዓዘ እንከሎ ኣሽሓት ሰባት ኣብ መገዲ ተሰሪዖም ብዓጀባ ኣሕሊፎሞ።