ኣስከሬን ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ካብ ባልሞራል ተሰናቢቱ

መግለጺ ቪድዮ, ኣስከሬን ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ንባልሞራል ተሰናቢቱ
ኣስከሬን ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ካብ ባልሞራል ተሰናቢቱ

ኣስከሬን ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ናብ ኤደንቦራ እንዳተጉዓዘ እንከሎ ኣሽሓት ሰባት ኣብ መገዲ ተሰሪዖም ብዓጀባ ኣሕሊፎሞ።