ብሓማስ መጥቃዕቲ ዝወረዳ እስራኤል ኵናት ኣዊጃ

ብሓማስ መጥቃዕቲ ዝወረዳ እስራኤል ኵናት ኣዊጃ

ካብ ዕጡቕ ጕጅለ ሓማስ መጥቃዕቲ ዝወረዳ እስራኤል ኵናት ድሕሪ ምእዋጃ ቍጽሪ ዝሞቱ ሰባት በብግዜኡ ይውስኽ ከምዘሎ ጸብጻባት ይሕብሩ።