ብሓማስ መጥቃዕቲ ዝወረዳ እስራኤል ኵናት ኣዊጃ

መግለጺ ቪድዮ, ብጕጅለ ሓማስ መጥቃዕቲ ዝወረዳ እስራኤል ኵናት ኣዊጃ
ብሓማስ መጥቃዕቲ ዝወረዳ እስራኤል ኵናት ኣዊጃ

ካብ ዕጡቕ ጕጅለ ሓማስ መጥቃዕቲ ዝወረዳ እስራኤል ኵናት ድሕሪ ምእዋጃ ቍጽሪ ዝሞቱ ሰባት በብግዜኡ ይውስኽ ከምዘሎ ጸብጻባት ይሕብሩ።