บทเรียน 1: How do I...
เลือกบทเรียน
- 1How do I...
- 2Unit 2
- 3Unit 3
- 4Unit 4
- 5Unit 5
- 6Unit 6
- 7Unit 7
- 8Unit 8
- 9Unit 9
- 10Unit 10
- 11Unit 11
- 12Unit 12
- 13Unit 13
- 14Unit 14
- 15Unit 15
- 16Unit 16
- 17Unit 17
- 18Unit 18
- 19Unit 19
- 20Unit 20
- 21Unit 21
- 22Unit 22
- 23Unit 23
- 24Unit 24
- 25Unit 25
- 26Unit 26
- 27Unit 27
- 28Unit 28
- 29Unit 29
- 30Unit 30
- 31Unit 31
- 32Unit 32
- 33Unit 33
- 34Unit 34
- 35Unit 35
- 36Unit 36
- 37Unit 37
- 38Unit 38
- 39Unit 39
- 40Unit 40
บทเรียนย่อย 7
Listen to find out how to compare more than two things in English.
ብኢንግሊዝ፡ ከመይ ገይርካ ንኽልተ ነገራት ከተወዳድር ከምእትኽእል ንምፍላጽ ጽን ኢልካ ስማዕ።
แบบฝึกหัด 1
How do I compare more than two things?
ኣብ ናይ ሎሚ መደብና ብዛዕባ እዞም ዝስዕቡ ዓይነት መግብታት ክንዛረብ ኢና።
- Japanese food
- Mexican food
- Italian food
- English food
ብርእይቶኻ እቲ ዝበለጸን ዝተሓተን እትብሎ መግብታት ብተርታ ስርዓዮም።
ንመልስኹም ንምርግጋጽ ስምዑ። ድሒርኩም ምስዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጽሑፍ ኣወዳድርዎ።

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም፣ እንቋዕ ናብ መደብ How do I… ብድሓን መጻእኩም። ኣነ ተክልማርያም በኪት ኢየ፡ ምሳና'ውን ሳም ኣላ።
Sam
Hello, everybody. Welcome!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣብዚ መደብ'ዚ፡ ከመይ ጌርና ካብ ክልተ ንላዕሊ ነገራት ከም እነወዳድር ክንርኢ ኢና። እስከ ነዞም ሰለስተ ብዛዕባ ሓደ ነገር ዝተፈላለየ ርእየቶ ዘለዎም ሰባት ዝዛረቡዎ ንስማዕ። እንተዘይተረዲኡኩም ኣይትሻቐሉ። ዳሕራይ ክንሕግዘኩም ኢና። ሕጂ እቶም ሰባት ብዛዕባ እንታይ ይዛረቡ ምንባሮም ርእይቶኹም ሃቡ።
1. I think Japanese food is the nicest food in the world. It's definitely the tastiest.
2. Mexican food is the most delicious, in my opinion.
3. Of all the food in the world, Italian is the best! And English is the worst.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Ah, I'm hungry now! ብዛዕባ መግቢ እዮም ዝዘራረቡ ነይሮም። ከምኡ እንድዩ ሓቀይ። ንዝተፈላለየ ዓይነት መግቢ ዓለም ርእይቶኦም ይህቡሉ ነይሮም።
Sam
Yes, they talked about Japanese, Mexican, Italian and English food. So they were taking one type of food and comparing it to many others.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
እወ! ከምቲ ኣቐዲምና 'nice' ጽቡቕ', 'tasty' ጥዑም, 'delicious' ምቁር, 'good' ጽቡቕ ከምኡ እውን 'bad' ሕማቕ ክብሃል ዝሰማዕናዮ ቅጽላት ተጠቒምና ኢና ንገልጾን ንቕይሮን።
Sam
Let's listen again to the first speaker – how does he use the words 'nice' and 'tasty'?
I think Japanese food is the nicest food in the world. It's definitely the tastiest.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Ok፡ ከም 'nice'ጥዑም ዝኣመሰለ ብሓደ ኣሃዱ ምድማጽ(ሲላብል)ዝቐውምን ከም 'tasty' ምቁር ብኽልተ ኣሃዱ ምድማጽ ዝቐውምን ኣብ ቅድሚት 'the' አእቲና ኣብ መወዳእታ '-est' ንምልኣሎም።
Sam
Let's quickly practise! Repeat after me:
the nicest
the tastiest
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ከም 'delicious' ዝኣመሰለ ወይ ካብኡ ዝነውሕ ብኽልተ ኣፈታዊ ቅጽል ዝቐውም እንተኾይኑ እንታይ ከም ዝኸውን ደጊምና ንስማዕ።
Mexican food is the most delicious, in my opinion.
Sam
In this case, we don't change the adjective – 'delicious' stays 'delicious'.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ቅድሚ እቲ ቕጽል 'the most' ዝብል ክልተ ቃላት ንውስኸሉ።
Sam
Yes, so 'interesting' becomes 'the most interesting', 'exciting' becomes 'the most exciting', etcetera. Shall we practise the pronunciation? Repeat after me, please:
…the most delicious…
It's the most delicious food in the world.
And we just have two more to look at quickly!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Yes, እዚኦም ካብቲ ልሙድ ስርዓትን ሕግን ፍልይ ዝበሉ ኮይኖም ግን ከኣ ናይ ብሓቂ ኣገደስቲ እዮም። እስከ እንተዘኪርኩሞም ደጊምና ስምዓዮም። ንኸምዚ ዓይነት ስርዓት ኩሉ ግዜ 'the' ኢና ንውስኸሉ።
Italian is the best! And English is the worst.
Sam
They were 'the best' and 'the worst'.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ከም 'good' ጽቡቕን bad' ሕማቕን ስለዘይኮኑ ኣብ መወዳእታ '-est' ኣይንውስኸሎምን ኢዩ። ምኽንያቱ ከምቶም መሰረታውያን ወይ ልሙዳት ቅጽላት ስለዘይኮኑ ፍሉያት እዮም።
Sam
Repeat after me:
the best
the worst
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Now it is time for some practice.
እንግሊዝ ንኽትመሃሩ፡ እቲ ዝሓሰረ ኣገባብ ኮይኑ ዝስምዓኩም ምረጹ፡ ብመጻሕፍቲ ጥራይ 'alone with a book' ወይ ኣብ ክፍሊ 'in class' ወይ ከኣ ብኦን ላይን 'online' ምረጹ። እቲ ቅጽል 'cheap' ሕሱር ማለት ኢዩ። መልሲ ካብ ሳም ብምስማዕ ከተወዳድርዎ ኢኹም።
Sam
Online is the cheapest way to learn English.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Do you agree?
ሕጂ እቲ ዝያዳ ኣገዳሲ ኮይኑ ዝስመዓኩም ኣየናይ ምዃኑ ወስኑ። እቲ ቅጽል 'interesting' ዝብል ቃል እዩ። እንደገና ድሕሪ ሓጺር ዕረፍቲ ምስ ናይ ሳም ርእይቶ ከተወዳድርዎ ኢኹም።
Sam
Online with BBC Learning English is the most interesting way to learn English. Of course!
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
Good point, Sam!
Sam
Yes, because we're the best.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ብኻልእ መደብ How do I…! የራኽበና Bye!
Sam
Bye, everyone!
Learn more!
1 ከመይ ገይረ ብተመሳሳሊ ቅጽል ንኽል ተነገራት ከወዳድር ይኽእል?
ሓደ ወይ ክልተ ኣሃዱ ምድማጽ ንዘለዎም ቅጽላት ብቕድሚት the “ዘ” ዝብል ዓንቀጽ አእቲና ኣብ መወዳእታ '-est' ንውስኸሉ።
• subject + be + the (adjective + -est)
My mother's house is the cleanest house I know.
• adjective ending in 'e' + -st (ነቲ “ዘ” ዝብል ኣርቲክል ኣይትድገሞ 'e')
He's the nicest man I know.
• adjective ending in 'y' + -iest ('y' 'I' ንዋይ ናብ ኣይ )
She's the prettiest girl I know.
• adjective ብንጽል ቫወል (መግኣዚ ፊደል)ን ብንጽል ኮንሰናንትን ንዝውድእ ቅጽል ነቲ መወዳእታ ኮንሰናንት ድገሞ + -est
London's the biggest city in the UK.
ክልተ ኣሃዱ ምድማጽ (ሲላብል) ዘለዎም ቅጽላት 'the most' ዝብል ንውስኸሉ። ብቕድሚትን ድሕሪትን ምንም ኣይትወስኸሉ። እቲ ቕጽል ከምቲ ዝነበሮ ክኸውን ኣለዎ።
New York is the most exciting city in the world.
Mr Smith is the most interesting teacher in the school.
2. ኣብዚ ሕግታትን ኣጠቓቕማን ፍልይ ዝበለ ነገር ኣሎ’ዶ? ናይ ግድን
እዘን ሰለስተ ልሙዳት ቅጽላት ዝተፈልያ ስለዝኾና ንኣጠቓቐመአን ብዝምልከት ዘክረን ኢኻ።
good > the best (not 'the goodest')
bad > the worst (not 'the baddest’)
fun > the most fun (not 'the funnest')
ከመይ ገይረ ንኽልተ ነገራት ከወዳድር ይኽእል?
4 Questions
Choose the correct option to fill the gap.
ነዚ ክፉት ቦታ ብቕኑዕ ምርጫታት ምልኣዮ።
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct option to fill the gap.
ነዚ ክፉት ቦታ ብቕኑዕ ምርጫታት ምልኣዮ።
คำใบ้
ኣስተውዕል! 'Long' ሓደ ኣሃዱ ዝድምጹ ቅጽል ምዃኑ ዘክር።Question 1 of 4
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct option to fill the gap.
ነዚ ክፉት ቦታ ብቕኑዕ ምርጫታት ምልኣዮ።
คำใบ้
ኣስተውዕል! 'Lovely' ብክልተ ድምጸ-ኣሃዱ ዝድመጽ ቅጽል ኮየኑ ብ ‘y’ እዩ ዝውዳእ። ንሓንሳብ ‘y’ እውን ምስቶም ሓሙሽተ ኣግኣዝቲ ፊደላት ኢንግሊሽ ምስ A,E,I,U,O, ይጽብጸብ እዩ።Question 2 of 4
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct option to fill the gap.
ነዚ ክፉት ቦታ ብቕኑዕ ምርጫታት ምልኣዮ።
คำใบ้
'Delicious' ምቁር ዝብል ቃል ብብዙሕ ፊደላት ዝቖመ ቅጽል እዩ። ስለዚ እንታይ ዓይነት ሕጊ ኢና ንጥቀም?Question 3 of 4
ช่วยเหลือ
แบบฝึกหัด
Choose the correct option to fill the gap.
ነዚ ክፉት ቦታ ብቕኑዕ ምርጫታት ምልኣዮ።
คำใบ้
ኣስተውዕል, 'good' ጉድን 'bad' ባድን ዝተፈልያ እየን።Question 4 of 4
Excellent!เยี่ยม!แย่หน่อย!คุณทำคะแนนได้:
Come to our Facebook group to tell us what you think 'the best' food in the world is!
ኣብዛ ዓለም፡ ዝበለጸ መግቢ ኣየናይ ምዃኑ ክትነግረና፡ ናብ ናይ ፌይስቡክ ናይ አዕሩኽ ገጽና ምጻእ።
Join us for our next episode of How do I…, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝቕጽል How do I…, መደብና ብዙሕ ጠቓሚ ቋንቋ እንመሃረሉን ናይ ምስማዕ ብቕዓትኩም ትለማመዱሉን የራኽበና።
Session Vocabulary
nice
ጽቡቕ፡ ምቹእtasty
ምቁርdelicious
ጥዑም ምቁርgood
ጽቡቕbad
ሕማቕcheap
ሕሱርlong
ነዊሕfun
ጸወታ ሰሓቕpretty
ጽብቕቲlovely
ፍትውቲinteresting
ኣገዳሲ መሳጢexciting
መሳጢ