Essential English Conversation :1واحد
انتخاب واحد
- 1Essential English Conversation
- 2Essential English Conversation
- 3Unit 3
- 4Unit 4
- 5Unit 5
- 6Unit 6
- 7Unit 7
- 8Unit 8
- 9Unit 9
- 10Unit 10
- 11Unit 11
- 12Unit 12
- 13Unit 13
- 14Unit 14
- 15Unit 15
- 16Unit 16
- 17Unit 17
- 18Unit 18
- 19Unit 19
- 20Unit 20
- 21Unit 21
- 22Unit 22
- 23Unit 23
- 24Unit 24
- 25Unit 25
- 26Unit 26
- 27Unit 27
- 28Unit 28
- 29Unit 29
- 30Unit 30
- 31Unit 31
- 32Unit 32
- 33Unit 33
- 34Unit 34
- 35Unit 35
- 36Unit 36
- 37Unit 37
- 38Unit 38
- 39Unit 39
- 40Unit 40
جلسه 38
Listen to find out how to ask someone if they have any hobbies.
ጽን ኢልኩም ብምስማዕ ከመይ ጌርኩም ብዛዕባ ናይ ሰባት ዝንባለ ከም ትሓትቱ ፍለጡ።
Session 38 score
0 / 3
- 0 / 3تمرین 1
تمرین 1
Do you have any hobbies?
Listen to find out how to ask someone if they have any hobbies.
ጽን ኢልኩም ብምስማዕ ከመይ ጌርኩም ብዛዕባ ናይ ሰባት ዝንባለ ከም ትሓትቱ ፍለጡ።
Listen to the audio and take the quiz. ጽን ኢልኩም ብምስማዕ፡ ነዚ ተቐሪቡ ዘሎ ፈተና ስርሑ።

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም፡ እንቋዕ ናብ መደብ Essential English Conversation ብድሓን መጻእኩም። እዚ መደብ እዚ ኣገደስቲ ክፋላት ቋንቋ እንግሊዝ ሒዙ ዝቐርብ መደብ እዩ። ኣነ ተኽለማሪያም በኪት እየ፡
ንሎሚ ብዛዕባ ናይ ሰባት ዘለዎም ዝንባለታት ብኸመይ ከም እንሓቶም ክንመሃር ኢና።
ክልተ ሰባት ብዛዕባ ዘለዎም ዝንባለታት ክተሓታተቱ እንከልው ንስማዕ።
Helen
Do you have any hobbies?
Jim
Yes, I like watching movies. How about you?
Helen
I like reading books.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ክብድ ዝበለ እንተመሲሉ ኣይትሻቀሉ፡ እዚ ምይይጥ’ዚ ከፋፊልና ብምቕራብ ንኽትለማመዱዎ ክንሕግዘኩም ኢና።ፈለማ፤ ሄለን ‘Do you have…?’ ኣለካ'ዶ?' ክትብል ሓቲታቶ፤ ወሲኻ 'ዝኾነ ዝንባለታት' ‘any hobbies’ ከነስዕብ ይግብኣና። 'ዝኾነ ዝንባለታት አለካ’ዶ?' ንሓደ ሰብ ብዛዕባ ዘለዎ ዝንባለ ንምፍላጥ ‘do you have’ ከምኡ'ውን ‘any’ ን ብምውሳኽ እቲ ክንውስኾ ዝደለና ቅጽል ነስዕበሉ። ሰሚዕኩም ድገምዎ።
Do you have any hobbies?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጂም ድማ ‘Yes, I like watching movies’ ክብል መሊሱ። ገለ ዝንባለ ለምዘለኩም ንምግላጽ ምስ እትደልዩ ‘I like’ ብምጥቃም ብ-ing ዝውድእ ቃል ምውሳኽ የድሊ። መግቢ ናይ ምስራሕ ዝንባለ እንተለኩም ‘I like cooking’: ናይ ምስዕሳዕ ዝንባለ ንምግላጽ ድማ ‘I like dancing’ ትብሉ።
ጂም ድማ ንሄለን ‘How about you?’ 'ንስኺ'ኸ' ብምባል ናታ ዝንባለ ንምፍላጥ ሓቲትዋ። ሰሚዕኩም ድገምዎ።
Yes, I like watching movies.
How about you?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሄለን መጽሓፍ ናይ ምንባብ ዝንባለ’ዩ ዘለዋ ‘reading books’.
ብ ኣይ ኤንጂ ዝውድኡ ብዙሓት ድልየታት ኣለው። እስከ እዞም ምሳሌታት ንርአ።
I like reading books.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ፤ ሕጂ ንዝርርብ ዝተፈላለዩ ሰባት ብዛዕባ ዝንባለኦም ክተሓታተቱ እንከለው ብምስማዕ መልስኹም ኣነጻጽሩ።
Do you have any hobbies?
Yes, I like visiting museums. How about you?
I like going shopping.
Do you have any hobbies?
I like horse-riding. How about you?
I like drawing pictures.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕራይ እምበኣር ሕጂ ንፈትን፡ ነዚ ናይ ኢንግሊዘኛ ሓሳባት ብምስማዕ ድገምዎ። ሕጂ፡ጽቡቕ ንኽትሰምዕዎ ክልተ ጊዜ ክድገመልኩም እዩ።
Do you have any hobbies?
Do you have any hobbies?
Yes, I like watching movies.
Yes, I like watching movies.
How about you?
How about you?
I like reading books.
I like reading books.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም፤ ሕጂ ማዕረ ክንደይ ነቲ ዝተማሃርኩሞ ቋንቋ ኢንግሊዝ ከምእትዝክርዎ ነብስኹም እትግምግሙሉ ግዜ እዩ። ነዚ ብትግርኛ እትሰምዕዎ ምሉእ ሓሳባት ብእንግሊዝኛ ድገምዎ።
ዝኾነ ዝንባለታት አሎካ’ዶ?
Do you have any hobbies?
እወ፤ ፊልም ምርኣይ እፈቱ። ንስኻ''ኸ?
Yes, I like watching movies. How about you?
መጽሓፍ ምንባብ እፈቱ።
I like reading books.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም፤ ሕራይ ሕጂ ሰባት ፍሉይ ዝንባለ ከዘለዎምን ዘይብሎምን ብኸመይ ከም እትሓቱ ፈሊጥኩም ኣለኹም። ንሄለን ብምምላስ ተለማመዱ። ‘How about you?’ ዝብል ሕቶ ምሕታት ኣይትረስዑ።
Do you have any hobbies?
I like reading books.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም፤ ሕጂ ነቲ ዝርርብ ብምሉኡ ብምስማዕ፡ መልስታትኩም ፈትሹ።
Helen
Do you have any hobbies?
Jim
Yes, I like watching movies. How about you?
Helen
I like reading books.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ ስራሕ፡ ሕጂ ሰባት ፍሉይ ዝንባለ ከም ዘለዎም ብኢንግሊሽ ምሕታት ተማሂርኩም ኣለኹም። ዝተመሃርክምዎ ምልምማድ ኣይትረስዑ። መሓዛ ኣናዲኹም ብዛዕባ ዘለዎ ፍሉይ ዝንባለ ብምሕታት ተለማመዱ። ዝመጽእ ጊዜ ከም እንራኸብ ኣይትረስዑ።
ኣብ ዝመጽእ ሰሙን አብ ካልእ ክፋል Essential English Conversation ብሰላም የራኽበና። ስላም ንኹልና።
Check what you’ve learned by choosing the correct answer to the question.
ነቲ ቕኑዕ መልሲ ብምምራጽ፡ እንታይ ከም ዝተማሃርኩም ርእስኩም ገምግሙ።
ኣብ ትርፊ ግዜኩም እንታይ ትገበሩ?
3 Questions
Choose the correct answer.
ቕኑዕ መልሲ ምረጹ።
Help
تمرین
Choose the correct answer.
ቕኑዕ መልሲ ምረጹ።
Hint
እቲ ቃል ብዝሒ ዘስምዕ እንተኮይኑ፡ ነዚ ቃል ኣብ ሕቶ ንጥቀሞ።Question 1 of 3
Help
تمرین
Choose the correct answer.
ቕኑዕ መልሲ ምረጹ።
Hint
እዚ ቃል ሓጎስ ማለት ኢዩ።Question 2 of 3
Help
تمرین
Choose the correct answer.
ቕኑዕ መልሲ ምረጹ።
Hint
ኣብዚ ክልተ ናይ '–ing' ቃላት የድልያ። እዚ ምሉእ ሓረግ ኢዩ።Question 3 of 3
Excellent!آفرین! نمره شماBad luck!:
Join us for our next episode of Essential English, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብ ዝቕጽል መደብ Essential English ኣገደስቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ዝርርብ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና’ሞ ብሰላም የራኽበና።
ንዝያዳ ልምምድ ኣብቲ ናይ ፌይስቡክ ገጻትና ተጸንበሩና
واژه های تازه این جلسه
Do you have any hobbies?
ኣብ ትርፊ ግዜኩም እንታይ ትገበሩ?Yes, I like ______.
እወ፡ ኣነ ______ እፈቱ።How about you?
ንስኻ’ከ/ንስኺ’ከ/ንስኻትኩም’ከwatching movies
ፊልም ይርኢ።reading books
መጻሕፍቲ የንብብ።flying a kite
ዝነፍርvisiting museums
ቤተ-መዘከር ምብጻሕtaking photos
ስእሊ ምውሳድlistening to music
ሙዚቃ ምስማዕdrawing pictures
ስእሊ ምስኣልgoing shopping
ንኽትዕድ መኻድhorse-riding
ፈረስ ምግላብ