Essential English Conversation :1واحد
انتخاب واحد
- 1Essential English Conversation
- 2Essential English Conversation
- 3Unit 3
- 4Unit 4
- 5Unit 5
- 6Unit 6
- 7Unit 7
- 8Unit 8
- 9Unit 9
- 10Unit 10
- 11Unit 11
- 12Unit 12
- 13Unit 13
- 14Unit 14
- 15Unit 15
- 16Unit 16
- 17Unit 17
- 18Unit 18
- 19Unit 19
- 20Unit 20
- 21Unit 21
- 22Unit 22
- 23Unit 23
- 24Unit 24
- 25Unit 25
- 26Unit 26
- 27Unit 27
- 28Unit 28
- 29Unit 29
- 30Unit 30
- 31Unit 31
- 32Unit 32
- 33Unit 33
- 34Unit 34
- 35Unit 35
- 36Unit 36
- 37Unit 37
- 38Unit 38
- 39Unit 39
- 40Unit 40
جلسه 11
Listen to find out how to ask someone how many brothers and sisters they have.
ንሓደ ሰብ ክንደይ ኣሕዋትን ኣሓትን ከም ዘሎዎ ንምሕታት እንጥቀመሉ ኣገባብ ንስማዕ።
Session 11 score
0 / 3
- 0 / 3تمرین 1
تمرین 1
How many brothers and sisters do you have?
Listen to find out how to ask someone how many brothers and sisters they have.
ንሓደ ሰብ ክንደይ ኣሕዋትን ኣሓትን ከም ዘሎዎ ንምሕታት እንጥቀመሉ ኣገባብ ንስማዕ።
Listen to the audio and take the quiz. ነቲ ዝተመልአ ድምጺ ድሕሪ ምስማዕ ነቲ ዝስዕብ ፈተና ዉሰዱ።

ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሰላም: እንቋዕ ናብ መደብ Essential English Conversation ብድሓን መጻእኹም። እዚ ንተምሃሮ ቋንቋ እንግሊዘኛ ኣዝዩ ኣድላዪ ዝዀነ መደብ’ዩ። ኣነ ተመስገን እበሃል፡ኣብ ናይ ሎሚ ክፋል፡ ድማ ሰባት ክንደይ ኣሕዋትን ኣሓትን ከም ዘሎዎም እትውከስሉ ኣገባብ ክትመሃሩ ኢኹም።
ሕጂ፡ ክልተ ሰባት ንሓድሕዶም ክንደይ ኣሕዋትን ኣሓትን ከም ዘሎዎም ክተሓተቱ እንከለዉ ንስማዓዮም።
Donna
How many brothers and sisters do you have?
Ray
I have one brother. How about you?
Donna
I don’t have any brothers and sisters.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ክብድ ዝብል እንተመሲሉ፡ እዚ ምይይጥ ከፋፊልና ብምቕራብ ንኽትለማመዱሉ ክንሕግዘኩም ኢና።
ብመጀመርታ ዶና ን ረይ ‘ክንደይ ኣሕዋትን ኣሓትን ኣለዉኻ?’ ኢላ ሕቶ ኣቕሪባትሉ። ‘How many brothers and sisters do you have?' ሰባት ክንደይ…ከም ዘሎዎም ንምፍላጥ እዚ ሓረግ’ዚ ክንጥቀም ንኽእል ‘how many …do you have?’ ኣብቲ ዕላሎም ዝቐረበት ቀዳመይቲ ሕቶ እዛ ትስዕብ’ያ። ነቲ ሓረግ ሰሚዕኩም ድገሙ።
How many brothers and sisters do you have?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ረይ ድማ ‘ኣነ ሓደ ሓው ኣሎኒ’ ኢሉ መሊሱላ ‘I have one brother.’ ኣስዒቡ ኸኣ ከምዚ ኢሉ ሓቲቱዋ ‘ንስኺ’ኸ?’ ‘how about you?’ እዚ ንዝተሓተቶ ሕቶ ዝመሳሰል፡ ንምሕታት ዝተጠቕመሉ ሓረግ’ዩ። ነቲ ሓረግ ሰሚዕኩም ድገሙ።
I have one brother.
How about you?
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ዶና ን ረይ ከምዚ ዚስዕብ መልሲ ሃበቶ ‘ኣሕዋትን ኣሓትን የብለይን’ ‘I don’t have any brothers and sisters’. እታ ‘any’ ትብል ቃል ‘I don’t have…’ ንዚብል ሓረግ ከም መለቀብታ እንጥቀመላ ቃል’ያ። ነቲ ሓረግ ሰሚዕኩም ድገሙ።
I don’t have any brothers and sisters.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ! ከም መፈተንታ’ምበኣር ካልኦት ሰባት ብዛዕባ ኣሕዋቶምን ኣሓቶምን ንሓድሕዶም ክተሓተቱ ኸሎዉ ንስማዕ።
How many brothers and sisters do you have?
I have one brother. How about you?
I have one brother and one sister.
How many brothers and sisters do you have?
I don’t have any brothers and sisters. How about you?
I have two sisters.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ሕራይ፡ ደጊምና ንፈትን። ነቶም ናይ እንግሊዘኛ ምሉኣት ሓሳባት ሰሚዕኩም ድገሙ። ንዅሎም ንሓደ ጊዜ ክትሰምዕዎም ኢኹም።
How many brothers and sisters do you have?
I have one brother.
How about you?
I don’t have any brothers and sisters.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ግርም! ካብዚ ሕጂ ዝተማሃርኩምዎ ክንደይ ክትዝክሩ ከም ትኽእሉ ንርአ። ነቶም ሓረጋት ብቋንቋኹም ምስ ሰማዕኩም ናብ እንግሊዘኛ ተርጕምኩም ኣቕርቡዎም።
ክንደይ ኣሕዋትን ኣሓትን ኣለዉኹም?
How many brothers and sisters do you have?
ኣነ ሓደ ሓው ኣሎኒ።
I have one brother.
ንስኺ’ኸ?
How about you?
ኣነ ኣሕዋት ኮነ ኣሓት የብለይን።
I don’t have any brothers and sisters.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ብጣዕሚ ጽቡቕ - ሕጂ’ምበኣር፡ ንሰባት ክንደይ ኣሕዋትን ኣሓትን ከም ዘሎዎም ክትውከስዎም ትኽእሉ። ንዶና መልሲ ብምሃብ ተለማመዱ። እታ፡ ‘ንስኺ’ኸ?’ ትብል ተወሳኺት ሕቶ ምሕታት ኣይትረስዑ ‘how about you?’
How many brothers and sisters do you have?
I don’t have any brothers and sisters.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ጽቡቕ! ሕጂ ነቲ ዝነበረ ዕላል ብምልኡ ብምስማዕ፡ ዘቕረብኩምዎም መልስታት ንምክትታል ደጊምኩም ስምዑዎም።
Donna
How many brothers and sisters do you have?
Ray
I have one brother. How about you?
Donna
I don’t have any brothers and sisters.
ኣቕራቢ ቋንቋ ትግርኛ
ብጣዕሚ ጽቡቕ! ሕጂ ንሰባት ክንደይ ኣሕዋትን ኣሓትን ከም ዘለዉዎም ክትውከሱዎም ትኽእሉ። ዝተማሃርኩምዎ ደጋጊምኩም ምልምማድ ኣይትረስዑ። መሓዛ ረኺብኩም ብእንግሊዘኛ ‘how many…do you have?’ ‘ክንደይ . . . ኣሎኩም?’ ኢልኩም ከኣ ተወከስዎም።
ኣብ ዝቕጽል መደብ Essential English Conversation ክሳብ ንራኽብ ሰሰናዩ። Bye!
Check what you’ve learned by choosing the correct answer to the question.
ነቲ ቅኑዕ መልሲ ብምምራጽ ንዝተመሃርኩምዎ ገምግሙ።
How many brothers and sisters do you have?
3 Questions
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
Help
تمرین
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
Hint
ሰባት ክንደይ ኣሕዋትን ኣሓትን ከም ዘሎዎም ንምፍላጥ እንታይ ኢልና ንሓትት?Question 1 of 3
Help
تمرین
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
Hint
እዚ ሕቶ’ዚ ንሰባት ክንደይ ኣሕዋትን ኣሓትን ከም ዘሎውኹም ከነጽር ይግባእ።Question 2 of 3
Help
تمرین
Choose the correct answer.
እቲ ቅኑዕ መልሲ ምረጹ።
Hint
ኣየናይ’ዩ ምስ ኣሉታዊ ምሉእ-ሓሳባት እንጥቀመሉ መዐቀን-ቃል?Question 3 of 3
Excellent!آفرین! نمره شماBad luck!:
Join us for our next episode of Essential English, when we will learn more useful language and practise your listening skills.
ኣብቲ ጠቓሚ ቋንቋ እትመሃርሉን ናይ ምስማዕ ክእለትኩም እትለማመድሉን ዝቕጽል መደብ Essential English የራኽበና።
ንዝያዳ ልምምድ ኣብቲ ናይ ፌይስቡክ ገጻትና ተጸንበሩና
واژه های تازه این جلسه
How many ______ do you have?
ክንደይ ______ ኣሎኩም?
I have one brother.
ኣነ ሓደ ሓው ኣሎኒ።
I have two sisters.
ኣነ ክልተ ኣሕዋት ኣለዋኒ።
I don’t have any brothers or sisters.
ኣነ ኣሕዋትን ኣሓትን የብለይን።
How about you?
ንስኹም’ከ?