ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንእንስሳታት መሮር ዝፈታተን ዘሎ ድርቂ

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ሰሜናዊ ክፋል ኬንያ ብዝተርኣየ ደርቂ ናይ ዱር እንስሳት ኮነ ከብቲ ይሞታ ኣለዋ። እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኮነ ሶማልያ ዝቕጽል ግጭት ከኣ ጉድኣት ናይቲ ደርቂ ብግቡእ ንኸይፍለጥ ገይርዎ’ሎ።