ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንእንስሳታት መሮር ዝፈታተን ዘሎ ድርቂ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንናይ ዱር እንስሳት ዝፈታተን ዘሎ ድርቂ

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ሰሜናዊ ክፋል ኬንያ ብዝተርኣየ ደርቂ ናይ ዱር እንስሳት ኮነ ከብቲ ይሞታ ኣለዋ። እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኮነ ሶማልያ ዝቕጽል ግጭት ከኣ ጉድኣት ናይቲ ደርቂ ብግቡእ ንኸይፍለጥ ገይርዎ’ሎ።