እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
እቲ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ናበይ ገጹ'ዩ ዘምርሕ ዘሎ?
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሕዳር [ኣቆጻጽራ ግእዝ] ዝተጀመረ ኵናት ኣብዚ ሕጂ እዋን ናብ ጎረባብቲ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልሒሙ እቲ ኩነታት ናብ ኣዝዩ ከቢድ ኩነታት ኣምሪሑ ይርከብ።