“ቋንቋ ምምላኽ ሓድሽ ፍልጠት ንኽትሽምት ዘኽእል መፍትሕ’ዩ”

ቻይናዊት ቹንጋይ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣምሓርኛ ዝተምሃረት ኮይና ቋንቋ ምፍላጥ ማለት ሓድሽ ፍልጠት ንኽትሽምት ዝሕግዝ መፍትሕ ከምዝኾነ እያ እትኣምን።