“ቋንቋ ምምላኽ ሓድሽ ፍልጠት ንኽትሽምት ዘኽእል መፍትሕ’ዩ”

መግለጺ ቪድዮ, “ቋንቋ ምኽኣል ሓድሽ ፍልጠት ንኽትሽምት ዘኽእል መፍትሕ’ዩ”

ቻይናዊት ቹንጋይ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣምሓርኛ ዝተምሃረት ኮይና ቋንቋ ምፍላጥ ማለት ሓድሽ ፍልጠት ንኽትሽምት ዝሕግዝ መፍትሕ ከምዝኾነ እያ እትኣምን።