ኣገደስቲ ፍጻመታት ህይወት ፕረዚደንት ጆን ፖምበ ማጉፉሊ

ኣብ ምጥፋእ ብልሽውና ጽቡቕ ናእዳ ዝረኸበ ፕረዚደንት ታንዛንያ፡ ጆን ማጉፉሊ ንዜጋታት ታንዛንያ “ብኮሮናቫይረስ ከይትልከፉ ጸሎት ኣጽዕቑ” ኢሉ ብምምካሩ ኣብ ዓለም መዘራረቢ ኮይኑ ነይሩ።