ኣገደስቲ ፍጻመታት ህይወት ፕረዚደንት ጆን ፖምበ ማጉፉሊ

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ኮሮናቫይረስ ብጸሎት ክትድሕኑ ኢኹም ዝበለ መራሒ ታንዛንያ መን’ዩ?

ኣብ ምጥፋእ ብልሽውና ጽቡቕ ናእዳ ዝረኸበ ፕረዚደንት ታንዛንያ፡ ጆን ማጉፉሊ ንዜጋታት ታንዛንያ “ብኮሮናቫይረስ ከይትልከፉ ጸሎት ኣጽዕቑ” ኢሉ ብምምካሩ ኣብ ዓለም መዘራረቢ ኮይኑ ነይሩ።