ሰብ ሓዳር፡ ደገፍቲ ዝተፈላለዩ ሰልፍታት እንተኾይኖም እንታይ ሳዕቤን ኣለዎ?

ኣብ ኣመሪካ በዓልቲ ቤቱ ናይ ዴሞክራትስ ደጋፊት ንገዛእ ርእሱ ድማ ናይ ሪፐብሊካን ደጋፊ እዩ። ኣብ ሓሳብ ይካትዑ እንተፍቕሮም ግን ዝያዳ እናለምለመ ይኸይድ።