ሰብ ሓዳር፡ ደገፍቲ ዝተፈላለዩ ሰልፍታት እንተኾይኖም እንታይ ሳዕቤን ኣለዎ?

መግለጺ ቪድዮ, ሰብ ሓዳር ደገፍቲ ዝተፈላለዩ ሰልፍታት እንተኾይኖም እንታይ ሳዕቤን ኣለዎ?

ኣብ ኣመሪካ በዓልቲ ቤቱ ናይ ዴሞክራትስ ደጋፊት ንገዛእ ርእሱ ድማ ናይ ሪፐብሊካን ደጋፊ እዩ። ኣብ ሓሳብ ይካትዑ እንተፍቕሮም ግን ዝያዳ እናለምለመ ይኸይድ።