ብዛዕባ መረጻ ትግራይ 2012 ክትፈልጥዎም ዝግባእ

ትግራይ ጽባሕ ረቡዕ ጳጉመ 4፡ ብፌደራላዊ መንግስቲ ኣፍልጦ ዘይተዋሃቦ ክልላዊ መረጻ ክተካይድ'ያ። ብዛዕባ እቲ መረጻ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓበሬታ እነሆ።