ብዛዕባ መረጻ ትግራይ 2012 ክትፈልጥዎም ዝግባእ

መግለጺ ቪድዮ, ትግራይ ጽባሕ ረቡዕ፡ ብፌደራላዊ መንግስቲ ኣፍልጦ ዘይተዋሃቦ ክልላዊ መረጻ ክተካይድ'ያ። ብዛዕባ እቲ መረጻ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓቅታት

ትግራይ ጽባሕ ረቡዕ ጳጉመ 4፡ ብፌደራላዊ መንግስቲ ኣፍልጦ ዘይተዋሃቦ ክልላዊ መረጻ ክተካይድ'ያ። ብዛዕባ እቲ መረጻ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓበሬታ እነሆ።