እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ጥዕና፡ ካብ ኮሮና ቫይረስ ዝሓወየት ሰበይቲ
ብሕማም ኮሮና ቫይረስ ተጠርጢራ ናብ ፍሉይ ቦታ መጽንሒ ሕሙማት ክትእለ ተገይራ ነይራ። ኣብ ናይ 9 መዓልቲ ጻኒሒታ እቲ ዝነበረትሉ ቦታ ኣዝዩ መጨነቒ ከምዝነበረ ትገልጽ። ድሓረ ሓካይም ብዘካየድዎ ምርመራ ግን ካብቲ ሕማም ሓውያ ናብ ስድርኣ ተጸምቢራ።