እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዓለም፡ 32 ሚልዮን ሰባት ብኤች-ኣይ-ቪ ኤይድስ ሞይቶም
ኣብ ዓለም ኤችኣይቪ ኤይድስ ዝበሃል ሕማም ካብ ዝኽሰት ናብዚ፡ ዛጊድ 71 ሚልዮን ሰባት ብኤች-ኣይ-ቪ ኤይድስ ዝተጠቕዑ ኮይኖም እቶም 32 ሚልዮን ሰባት በሰንኪ እቲ ሕማም ሞይቶም።