ዓለም፡ 32 ሚልዮን ሰባት ብኤች-ኣይ-ቪ ኤይድስ ሞይቶም

መግለጺ ቪድዮ, ዓለም፡ 32 ሚልዮን ሰባት ብኤችኣይቪ ኤድስ ሞይቶም

ኣብ ዓለም ኤችኣይቪ ኤይድስ ዝበሃል ሕማም ካብ ዝኽሰት ናብዚ፡ ዛጊድ 71 ሚልዮን ሰባት ብኤች-ኣይ-ቪ ኤይድስ ዝተጠቕዑ ኮይኖም እቶም 32 ሚልዮን ሰባት በሰንኪ እቲ ሕማም ሞይቶም።