ኩዕሶ ዝጻወቱ ሮቦታት

ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ፍሉጥ ዝኮነ ዩኒቨርስቲ ኤምኣይቲ ንድሕሪት ዝገላበጡን ኩዕሶ እግሪ ዝጻወቱን ሮቦታት ምሂዙ። እቶም ሮቦታት ስራሕቶም ኣብ ቀጽሪ እቲ ዩኒቨርስቲ ኣቕሪቦም ኣለዉ።