ኩዕሶ ዝጻወቱ ሮቦታት

መግለጺ ቪድዮ, ኩዕሶ ዝጻወቱ ሮቦታት

ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ፍሉጥ ዝኮነ ዩኒቨርስቲ ኤምኣይቲ ንድሕሪት ዝገላበጡን ኩዕሶ እግሪ ዝጻወቱን ሮቦታት ምሂዙ። እቶም ሮቦታት ስራሕቶም ኣብ ቀጽሪ እቲ ዩኒቨርስቲ ኣቕሪቦም ኣለዉ።