ጀርመን፡ መንደቕ በርሊን ንምንታይ ፈሪሱ?

ምፍራስ መንደቕ በርሊን ታሪኽ ዓለም መበል 21 ክፍለ ዘመን ካብ ዝቐየሩን ዝቐረጹን ክስተታት እቲ ሓደ እዩ። ብኸመይን ንምንታይን እዩ ፈሪሱ?