ጀርመን፡ መንደቕ በርሊን ንምንታይ ፈሪሱ?

መግለጺ ቪድዮ, ምፍራስ መንደቕ በርሊን ታሪኽ ዓለም መበል 21 ክፍለ ዘመን ካብ ዝቐየሩ ክስተታት እቲ ሓደ እዩ።

ምፍራስ መንደቕ በርሊን ታሪኽ ዓለም መበል 21 ክፍለ ዘመን ካብ ዝቐየሩን ዝቐረጹን ክስተታት እቲ ሓደ እዩ። ብኸመይን ንምንታይን እዩ ፈሪሱ?