'ኤሪትራዊት ኣደ' ተገዲዱ ዝደረፈ ደራሲ

ደራሲ ቢንያም ዮሴፍ ኣብ ኣስመራ እምባጓልያኖ ተወሊዱ። ወዲ 15 ዓመት እንከሎ ድማ ተጋዲሉ፤ ኣብ ገድሊ ንመጀመርታ ግዜ ብግዲ ድረፍ ተባሂሉ ዝደረፋ ደርፊ '"ኤሪትራዊት ኣደ" እትብል እያ ነይራ።