'ኤሪትራዊት ኣደ' ተገዲዱ ዝደረፈ ደራሲ

መግለጺ ቪድዮ, ንመጀመርታ ግዜ ዝደረፍኩዋ ኤሪትራዊት ኣደ እትብል እያ ነይራ"

ደራሲ ቢንያም ዮሴፍ ኣብ ኣስመራ እምባጓልያኖ ተወሊዱ። ወዲ 15 ዓመት እንከሎ ድማ ተጋዲሉ፤ ኣብ ገድሊ ንመጀመርታ ግዜ ብግዲ ድረፍ ተባሂሉ ዝደረፋ ደርፊ '"ኤሪትራዊት ኣደ" እትብል እያ ነይራ።