መጽናዕቲ፡ ልስልስ ዝበሉ ሙዚቃታት ዝሰምዑ ሕንጣያት

ክውለድሉ ካብ ዝግብኦም እዋን ኣቐዲሞም ዝውለዱ ሕንጣያት፡ ናይ ኣእሙሮ ምድንጓይ ከየጋጥሞም ምእንቲ ልስልስ ዝበሉ ሙዚቃታት ክሰምዑ ከምዝምከር ተመራመርቲ ዩኒቨርስቲ ጀኔቫ ኣረጋጾም።