መጽናዕቲ፡ ልስልስ ዝበሉ ሙዚቃታት ዝሰምዑ ሕንጣያት

መግለጺ ቪድዮ, ልስልስ ዝበሉ ሙዚቃታት ዝሰምዑ ሕንጣያት ንቑሓት'ዮም፡ መጽናዕቲ

ክውለድሉ ካብ ዝግብኦም እዋን ኣቐዲሞም ዝውለዱ ሕንጣያት፡ ናይ ኣእሙሮ ምድንጓይ ከየጋጥሞም ምእንቲ ልስልስ ዝበሉ ሙዚቃታት ክሰምዑ ከምዝምከር ተመራመርቲ ዩኒቨርስቲ ጀኔቫ ኣረጋጾም።