እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ኣብ ኤርትራ ብህይወት ክትነብር ኣጸጋሚ ምዃኑ ተረዲእና"
ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣብርሃም ተስፋይ፡ ኣብ ኤርትራ ሳዋ ወሪዱ ሃገራዊ ኣገልግሎት ካብ ዝፈጸሙ መናእሰይ ኤርትራ ሓደ እዩ። እንተኾነ ግን "ኣይኮነን ተማሂርካ ብህይወት ክትነብር እውን ኣጸጋሚ እዩ" ብዝብል ካብ ሃገሩ ብሊብያ ገይሩ ዓዲ ጥልያን ክኣቱ ተገዲዱ እዩ።