"ኣብ ኤርትራ ብህይወት ክትነብር ኣጸጋሚ ምዃኑ ተረዲእና"

መግለጺ ቪድዮ, "ኣብ ኤርትራ ብህይወት ክትነብር ኣጸጋሚ ምዃኑ ተረዲኢና"

ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣብርሃም ተስፋይ፡ ኣብ ኤርትራ ሳዋ ወሪዱ ሃገራዊ ኣገልግሎት ካብ ዝፈጸሙ መናእሰይ ኤርትራ ሓደ እዩ። እንተኾነ ግን "ኣይኮነን ተማሂርካ ብህይወት ክትነብር እውን ኣጸጋሚ እዩ" ብዝብል ካብ ሃገሩ ብሊብያ ገይሩ ዓዲ ጥልያን ክኣቱ ተገዲዱ እዩ።