ኣከባብራ ብርሃነ መስቀል ትግራይ ብስእሊ

መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት በብዓመቱ ብድምቀት ዝኽበር ዓብይ ሃይማኖታዊ በዓል እዩ። ኣከባብራ በዓል መስቀል ኣብ ኣክሱም፣ ዓድግራትን መቐለን እንታይ ይመስል። ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታትና ዝረኸብናዮም ስእልታት ብርሃነ መስቀል እነሆ።