ኣከባብራ ብርሃነ መስቀል ትግራይ ብስእሊ

መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት በብዓመቱ ብድምቀት ዝኽበር ዓብይ ሃይማኖታዊ በዓል እዩ። ኣከባብራ በዓል መስቀል ኣብ ኣክሱም፣ ዓድግራትን መቐለን እንታይ ይመስል። ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታትና ዝረኸብናዮም ስእልታት ብርሃነ መስቀል እነሆ።

ሊቃውንቲ ቤተ-ክርስቲያን ኣክሱም ፅዮን ኣብ ከተማ ኣክሱም፡ በዓል መስቀል እንተኽብሩ ዘርእይ ምስሊ፡ 27/09/2018

ምንጪ ስእሊ, WEDI ADI KILTE

መግለጺ ስእሊ, ሊቃውንቲ ቤተ-ክርስቲያን ኣኸሱም ፅዮን ኣብ ከተማ ኣክሱም፡ በዓል መስቀል እናኽበሩ
ነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን ከምኡ እውን ካብ ዝተፈላዩ ከባብታት ዝመፅኡ ሰባት ኣብ ጎቦ ጮምዓ በዓል መስቀል እንተኽብሩ፡ 26/9/2018 መቐለ

ምንጪ ስእሊ, BEREKET SOLOMON

መግለጺ ስእሊ, ነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን ከምኡ እውን ካብ ዝተፈላዩ ከባብታት ዝመፅኡ ሰባት ኣብ ጎቦ ጮምዓ በዓል መስቀል እንተኽብሩ
ኣብ ከተማ መቐለ ጎቦ ጮምዓ፡ በገና ዝድርድሩ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን መዘምራን 26 መስከረም 2018

ምንጪ ስእሊ, DANIEL TIKABO

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ መቐለ ጎቦ ጮምዓ፡ በገና ዝድርድሩ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን መዘምራን
ኣብ ከተማ ዓድግራት ይኽበር ኣብ ዘሎ በዓል መስቀል፡ ባህላዊ ምርኢት ዘርኣዩ ፈረሰኛታት ዓድግራት

ምንጪ ስእሊ, DEHAY AGAME/FACEBOOK

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ ዓድግራት ይኽበር ኣብ ዘሎ በዓል መስቀል፡ ባህላዊ ምርኢት ዘርኣዩ ፈረሰኛታት ዓድግራት
ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ኣከባብራ በዓል መስቀል፡ መራሒ ሃይማኖት (ቀሺ)፡ ንተሳታፊት እቲ በዓል ጠስሚ እንትለኽዩ 25/9/2018

ምንጪ ስእሊ, DEHAY AGAME/FACEBOOK

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ኣከባብራ በዓል መስቀል፡ መራሒ ሃይማኖት (ቀሺ)፡ ንተሳታፊት እቲ በዓል ጠስሚ እንትለኽዩ
መናእሰይ ከተማ መቐለን ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ዝመፅኡ ኣጋይሽን፡ ድሮበዓል መስቀል፡ ደመራ ናብ ዝኽበረሉ ጎቦ ጮምዓ ሽግ ሒዞም እንትድይቡ ዘርእይ ምስሊ፡ 26/9/2018

ምንጪ ስእሊ, BEREKET SOLOMON

መግለጺ ስእሊ, መናእሰይ ከተማ መቐለን ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ዝመፅኡ ኣጋይሽን፡ ድሮ በዓል መስቀል፡ ደመራ ናብ ዝኽበረሉ ጎቦ ጮምዓሽግ ሒዞም እንትድይቡ
ኣብ ከተማ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ኣብ ድሮ በዓል መስቀል መዘምራን ዝማሬ ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እንትዝምሩ 26/9/2018

ምንጪ ስእሊ, DANIEL TIKABO

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ኣብ ድሮ በዓል መስቀል መዘምራን ዝማሬ ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እንትዝምሩ
ኣብ ከተማ ዓድግራት ንበዓል መስቀል ዝቐረበ ባህላዊ ምግቢ ጥሕሎ 25/9/2018፡ ዓድግራት

ምንጪ ስእሊ, DEHAY AGAME/FACEBOOK

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ ዓድግራት ንበዓል መስቀል ዝቐረበ ባህላዊ ምግቢ ጥሕሎ
ኣብ ከተማ መቐለ፡ ጎቦ ጮምዓ በዓል መስቀል ንምኽባር ናይ ተጋደልቲ ክዳን ተኸዲነን ዝመፅኣ ሰገናት፡ 26/09/2018 መቐለ

ምንጪ ስእሊ, DANIEL TIKABO

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ መቐለ፡ ጎቦ ጮምዓ በዓል መስቀል ንምኽባር ናይ ተጋደልቲ ክዳን ተኸዲነን ዝመፅኣ ሰገናት
ኣብ ከተማ ዓድግራት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣቦታት ንጥሪቶም እንትዕኩኹ፡ 25/9/2018

ምንጪ ስእሊ, DEHAY AGAME/FACEBOOK

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ ዓድግራት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣቦታት ንጥሪቶም እንትዕኩኹ
ኣብ ድሮ በዓል መስቀል፡ ደመራ መናእሰይ ኣብ ከተማ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ሽግ ባህላዊ ትልሂት እንትለሃዩ ዘርእይ ምስሊ፡ 26/9/2018

ምንጪ ስእሊ, DANIEL TIKABO

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ድሮ በዓል መስቀል፡ ደመራ መናእሰይ ኣብ ከተማ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ሽግ ባህላዊ ትልሂት እንትለሃዩ
ነበርቲ ከተማ ኣክሱምን ከባቢኣን ከምኡ እውን ሊቃውንቲ ቤተ-ክርስትያን ከተማ ኣክሱም በዓል መስቀል እንትኽብሩ ዘርእይ ምስሊ፡ 27/09/2018 ኣክሱም

ምንጪ ስእሊ, WEDI ADI KILTE

መግለጺ ስእሊ, ነበርቲ ከተማ ኣክሱምን ከባቢኣን ከምኡ እውን ሊቃውንቲ ቤተ-ክርስትያን ከተማ ኣክሱም በዓል መስቀል እናኸበሩ