ኣኽሱም፡ ማእኸል ስልጣነ ዓለም
Published
ኣብ ኣኽሱም ኣብ ሻድሻይ ክፍለዘበን ከምዝተሃነጸ ዝዝረበሉ ቤተ መንግስቲ ንግስተ ሳባ ኣብ 1957 ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያውያን ብፈረንሳውያን ኪኢላታት ኳዕቲ ተረኺቡ። ቅድሚ እኒ ሞዛርትን ካልኦት ፍሉጣት ሙዚቀኛታት ዓለምን ዜማታት ዝመሃዘ ቅዱስ ያሬድ መቦቆሉ ኣኽሱም'ዩ።