91 ሰባት ዝቐተለ ምንቅጥቃጥ መሬት ኢንዶኒዥያ

ኣብ ኢንዶኒዥያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣስታት 91 ሰባት ሞይቶም። ብኣማኢት ዝቑጸሩ ዜጋታት እታ ሃገር ድማ ሓደጋ መቑሰልቲ ገጢምዎም'ሎ። በጻሕቲ ዓዲ ናብ ውሑስ መሬት ከምዝተወሰዱ'ውን ተሓቢሩ'ሎ።