91 ሰባት ዝቐተለ ምንቅጥቃጥ መሬት ኢንዶኒዥያ

መግለጺ ቪድዮ, 91 ሰባት ዝቐተለ ምንቅጥቃጥ መሬት ኢንዶኖዥያ

ኣብ ኢንዶኒዥያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣስታት 91 ሰባት ሞይቶም። ብኣማኢት ዝቑጸሩ ዜጋታት እታ ሃገር ድማ ሓደጋ መቑሰልቲ ገጢምዎም'ሎ። በጻሕቲ ዓዲ ናብ ውሑስ መሬት ከምዝተወሰዱ'ውን ተሓቢሩ'ሎ።