እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ጣልያን ኣብ ፅዋዕ ዓለም ዝተስዓረትሉ ናይ መወዳእታ ግዜ-1958
ማማ ሚያ። ጣልያን ናብ ፅዋዕ ዓለም ኣይሓለፈትን። ንራብዓይ ግዜ ሻምፒዮን ዝነበረት ጣልያን፡ ምስ ስዊድን ኣብ ዝነበራ ግጥም ተሳዒራ። እዚ ናብ 1958 ኣቆፃፅራ ኣውሮጳውያን ይመልሰና። ኩሎም ነገራት ዝተፈላለዩ ነይሮም። ካብኡ ኸ......?