ጣልያን ኣብ ፅዋዕ ዓለም ዝተስዓረትሉ ናይ መወዳእታ ግዜ-1958

መግለጺ ቪድዮ, ጣልያን ኣብ ፅዋዕ ዓለም ዝተስዓረትሉ ናይ መወዳእታ ግዜ-1958

ማማ ሚያ። ጣልያን ናብ ፅዋዕ ዓለም ኣይሓለፈትን። ንራብዓይ ግዜ ሻምፒዮን ዝነበረት ጣልያን፡ ምስ ስዊድን ኣብ ዝነበራ ግጥም ተሳዒራ። እዚ ናብ 1958 ኣቆፃፅራ ኣውሮጳውያን ይመልሰና። ኩሎም ነገራት ዝተፈላለዩ ነይሮም። ካብኡ ኸ......?