ዉድድር ቅዲ ክዳዉንቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

21 ዲዛይነራት ዝተሳተፍሉ ውድድር ፋሽን ሸው ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ካብዚኣቶም እቶም 14 ካብ ኢትዮጵያ እዮም።