ዉድድር ቅዲ ክዳዉንቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

መግለጺ ቪድዮ, ዉድድር ቅዲ ክዳዉንቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

21 ዲዛይነራት ዝተሳተፍሉ ውድድር ፋሽን ሸው ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ካብዚኣቶም እቶም 14 ካብ ኢትዮጵያ እዮም።