ኣብ ዝፈረሱ ህንፃታት ደርፊ ትለማመድ።

ጓል 11 ዓመት ስናያ ሃላክ፡ ተቓወምቲ ኣብ ዝተቖፃፀርዋ ኣብ ሰሜናዊ ሶርያ ትርከብ ኣትራብ ትበሃል ከባቢ ትነብር። ምድራፋ፡ ንሃገራ ኣብ ምዕናው ንዝርከብ

ኲናት የረስዓ።